ሕቶ ብዛዕባ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ/ኮቪድ 19 ኣለካዶ?
ኣብቲ ህጹጽ መስመር ተለፎን ኣብ መንጎ ሰዓት 17- 19 ዘሎ ግዜ ደውል: ሕቶታትካ ኸኣ ብትግርኛ ክምለሰልካ እዩ።
ኣብ መንጎ ሰዓት 17-19 ዘሎ ግዜ: በቲ ህጹጽ መስመር ክት ዘራረብ ትኽእል፥ ወይ ውን ኣብ ዝኾነ ግዜ መልእኽቲ ክትሰድድ ትኽእል
ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ክንምልሰልካ ኢና። ኣብ ታሕቲ ብወገን የማን ዘላ ኩርናዕ :ሓገዝ ትብል ጠውቕ
ሓበሬታ ካብ ሰብ መዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደንማርክ